Home icon Home
News image

ናይ ህይወትካ ኣብዛ ምድሪ ዕላማ እንታይ'ዩ?

 ኣብ ህይወት ዕላማኻ ምግንዛብ  ከም መብዛሕትኦም ሰባት ስለምንታይ ኣብ መሬት ኣለኻ የገርመካ ይኸውን። እንታይ ይመስለካ? ምህላውካ ብኣጋጣሚ ድዩ ወይስ ብምኽንያት? ንህይወትካ ገለ ዕላማ ይህሉዉዶ? ብመሰረት ...

Read more...
News image

መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ብቑዕ ዲኻ?

መለክዒታት እግዚኣብሄር ንቅኑዕን ግጉይን ብህይወት ከለኻ ድሕሪ ሞትካ ንመንግስቲ ኣምላኽ ምእታው ከም ዝወሃበካ ብርግጽ ክትፈልጥ ትኽእልዶ? ንመንግስቲ ኣምላኽ ብቁዕ ዲኻ ኣይኮንካን ንምውሳን ንዓሰርተ ትእዛዛት ተመልከቶም (ዘጸ 20፡1...

Read more...
News image

መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ?

  ኣብ ዓለም ካብ ዝሕተሙ መጽሓፍቲ ብብዝሒ ዝተሐተመ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ። ስጋብ ሕጂ 6 ቢልዮን ዝግመት መጽሓፍ ቅዱስ ተሓቲሙ አሎ። መጽሓፍ ቅዱስ ፍልስፍናን ብሰባት ዝተጸሕፈን ኔሩ እንተዝኸውን ሰብ ዘዝመረጾ ወሲዱ ምኣመነ ኔሩ። ክን...

Read more...

Critical Questions About Life

News image
ክርስትያን ዲኻ?

ብዙሓት ክርስትያናት ኢና ይብሉ አብ ዓለም ልዕሊ 2 ቢልዮን ዝኾኑ ሰባት ክርስትያናት ኢና ዝብሉ አለዉ። ክርስትያን ምኻን እንታይ ማለት ኢዩ? ንስኻ´ኸ ሓደ ካብኦም ምኻንካ ብኸመይ ትፈልጥ? እዚ ሓቂዚ ከተለልዮ እንተኺኢልኻ አብ ህይወትካ ዓቢ ለውጢ ምተፈጥረ ኔሩ። ክፈልጦ ዘሎኒ እንታይ እዩ? ክርስትያን እየ ...

Read more...
News image
ንእግዚኣብሄር ብኸመይ ትፈልጦ ?

ፈጣሪኻ ምፍላጥ ነቲ ዝፈጠረካ እግዚኣብሄር ምፍላጥ ዝከኣልዩዶ ትብል? ንሓደ ሰብ ክትፈልጦ ምስ እትደሊ እንታይ ትገብር? ምስኡ ግዜ ትወስድ፡ ተዕልሎ፡ ተጽንዖውን። ንእግዚኣብሄር ምፍላጥ ብዛዕብኡ ዝጸንሓካ ስእሊ ሓዲግካ፡ መጻሓፍ ቅዱስ (ቃል እግዚኣብሄር) ብዛዕባ እግዚኣብሄር ዝብለካ ተመልከት። እንተዘየለ ናይ ባ...

Read more...
News image
ኣብ እምነት ክርስትና ከመይ ትዓቢ

ምስ እግዚኣብሄር ግዜ ውሰድ ምስ ክርስቶስ ዘሎካ ሕብረትን ዝምድናን ንኽድልድል እሞ፡ ብዝግባእ መንፈሳዊ ዕብየት ክትረክብ፡ ንእግዚኣብሄር ንኽትፈልጦን ገለ ተግባራውያን ስጉምትታት ክትወስድን ንምሕጸነካ። ንሳቶም፡- ጸሎት፡ ንባብን መጽናዕትን መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብስሩዕ ቤተክርስትያን ምምልላስ፡ ምስ ክርስትያናት ኣሕዋ...

Read more...